ዩኒቨርሲቲ ራያ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ከምህሮም ዝፀነሐ ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ

You are currently viewing ዩኒቨርሲቲ ራያ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ከምህሮም ዝፀነሐ ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ
Spread the love

ዩኒቨርሲቲ ራያ ብዝተፈላለዩ ዓውድታት ትምህርቲ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ከምህሮም ዝፀነሐ ልዕሊ 300 ተምሃሮ 25 ሰነ 2016 ዓ/ም የመርቕ ኣሎ።

እቲ ዩኒቨርሲቲ ንሳልሳይ ግዜ ዘመርቕ ዘሎ እንትኸውን፥ 255 ተምሃሮ ብቐዳማይ ዲግሪ 72 ድማ ብኻልኣይ ዲግሪ ብሓፈሻ 327 ተምሃሮ ኢዩ ዘመርቕ ዘሎ።

ኣብ ስነ ስርዓት ምርቓ ኣካቢ ቦርድ ዩኒቨርሲቲ ራያ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ዞባዊ ምትእስሳር ንግዲ ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር ) ሓዊሱ ኣመራርሓ ፌዴራል፣ ኣመራርሓ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣ ዓበይቲ ዓድን ስድራ ተመረቕትን ተረኺቦም።

AmnAdmin

MAJOR ASCHIEVMENTS

Leave a Reply